Mlue Mixninane (ሙሉእ ምጽንናዕ) (Afrikaans Edition)

$16.99


Brand Weldsh Solomon
Merchant Amazon
Category Books
Availability In Stock
SKU B08M7JBFND
Age Group ADULT
Condition NEW
Gender UNISEX
Google Product Category Media > Books
Product Type Books > Subjects > Religion & Spirituality > Christian Books & Bibles > Christian Living

About this item

Mlue Mixninane (ሙሉእ ምጽንናዕ) (Afrikaans Edition)

ሓዘን፡ንፍቕሪ እንኸፍሎ ከቢድ ዋጋ ኮይኑ፡ ብቐሊሉ ክእለ (navigate) ዝክኣል ኣይኮነን።ሓዘን ኣድማሳዊ (universal) ስለ ዝኾነ፡ ነፍሲ ወከፍና ብእኡ ክንትንከፍ ኢና። ሓደ ክፋል ናይ ህይወት ስለ ዝኾነ ንእሽቶ ይዂን ዓቢ፡ ሃብታም ይዂን ድኻ፡ ብእኡ ዘይትንከፍ የለን። ስለዚ፦ልብኻ ብሞት ናይ እቲ ተፍቅሮ ሰብ ምስ ተሰብረ፡ ሓገዝ ካብ መን ክትረክብ ኢልካ ትሓስብ፧ብኽያትካን ንብዓትካን ክሳዕ መኣስ ክጸንሕ ኢዩ፧እምነትካ ኣዝዩ ምስ ነኣሰ፡ ንኽትነብር ድማ ትብዓት ምስ እትስእን፡ ናብ መን ክትከይድ ኢኻ፧ኣዚኻ ምስ ተጐዳእካን ምስ ተሃሰኻን ፡ ንኣምላኽ ክትኣምኖ ትኽእል`ዶ፧ተስፋኻን ምጽንናዕካን ካበይ ኢኻ ክትረኽቦ፧ህወይትካ ከምታ ኣብ ኣብ ዓብዪ ባሕሪ ኣንፈታ ዝጠፍኣ ጃልባ ምስ ኮነት፡ ክሳዕ መኣስ ንኣምላኽ ክትኣምኖ ኢኻ፧ጐይታ የሱስ ነታ ነውጺ ዝበዝሓ ህወይትካ ከህድኣ፡ ትኣምኖ`ዶ ትኸውን፧ጓሂኻ ናብ ሓጐስ ክልወጥ ይኽእልዶ፧ኩሉ እቲ ዘጨንቐካን፡ዝኸብደካን ዘሕዝነካን ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ቀሊል ኢዩ። ኩሉ ሽግር መወዳእታ ኣለዎ። ሰላም ኣምላኽ ንልብኻ ገዚኡ ኣብ ጊዜ ሓዘንካ ፈውስን ምጽንናዕን ካብ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ክትቅበል፡ ትኽእል ኢኻ። ኣምላኽ፡ ነቲ ኩሉ ፍርሃትካ፡ መጉዳእትኻ፡ ጭንቀትካ፡ ጸበባኻን፡ ሕርቃንካን፡ ነቲ ጸሊም ደበናን ከቢድ ህሞትን፡ ካብ ህይወትካ ክቕንጠጥ ክሕግዘካ እዩ። እግዚኣብሄር ነቶም ልቦም ዝተሰብረ ምእንቲ ክረድኦምን ከሕውዮምን፡ ኩሉ ጊዜ ቀረባኦም እዩ። ከምታ ማይ ዝሰኣነት ፈራይት ኦም፡ ማንም ሰብ ሕሱም ናብራ ክነብር፡ ንእግዚኣብሄር ፍቓዱ ኣይኮነን። ድሕሪ ሓዘን፡ ኣብ ህይወትካ ፍጹም ፈውስን ምሉእ ምሕዳስን ኮይኑልካ ዕላማን ትርጉምን ዘለዎ ናብራ ክትመርሕ ትኽእል ኢኻ። ዋላ ኣብቲ ዝኸበደ ኩነታት፡ ክርስቶስ እሙን እዩ ንእኡ ዝኸውን ጸጋን ሓይልን ድማ ይህበካ እዩ። ድሕሪ እቲ መሪር ሓዘን፡ ኣብ ህላውነት ኣምላኽ ዓሪፍካን ኣብቲ ምሉእ ስልጣን ኣምላኽ ተወኪልካን፡ ህይወትካ ከም እንደገና ከም እትመርሕ ርግጸኛ እየ። እግዚኣብሄር ኲሉ ጊዜ ቀረባ እዩ። ክረድኣካን፡ ከሕውየካን፡ ከበርትዓካን ድማ ናይ ልበይ ጸሎት ኢዩ። እዛ መጽሓፍ ኣብ ጊዜ ሓዘንካ ፈውስን ምጽንናዕን ሂባ ናብ ኣምላኽ እተጠምት ኪትከውን ጸሎተይ እዩ። ኣብቲ ትሓዝንሉን ትጒህየሉን እዋን፡ ናይ ተስፋ መጽሓፍ ክትኰነካ እቲ ናይ ውሽጢ ልበይ ሃቐና እዩ።

Brand Weldsh Solomon
Merchant Amazon
Category Books
Availability In Stock
SKU B08M7JBFND
Age Group ADULT
Condition NEW
Gender UNISEX
Google Product Category Media > Books
Product Type Books > Subjects > Religion & Spirituality > Christian Books & Bibles > Christian Living

Compare with similar items

Just Ice-Volume One...

Where In the World is Noelle?: A Cultura...

The Mirror of Addiction...

TRIED & APPROVED: FAITH. FIGHT. HEAL.: A...

Price $20.00 $14.99 $22.50 $21.99
Brand Tariq A. A. Muhammed Miles Tucker JaCynthia Jenkins Gregory Jacob Jr
Merchant Amazon Amazon Amazon Amazon
Availability In Stock In Stock In Stock In Stock